2 ተሰሎንቄ 1:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ስለዚ፡ ንሕና ባዕልና በቲ ኣብ ኵሉ ጾይርኩምዎ ዘለኹም መስጐጕትኹምን ጸበባኹምን+ ዘርኣኹምዎ ተጻዋርነትን እምነትን ኣብ መንጎ ጉባኤታት ኣምላኽ ብኣኻትኩም ንምካሕ ኣለና።+
4 ስለዚ፡ ንሕና ባዕልና በቲ ኣብ ኵሉ ጾይርኩምዎ ዘለኹም መስጐጕትኹምን ጸበባኹምን+ ዘርኣኹምዎ ተጻዋርነትን እምነትን ኣብ መንጎ ጉባኤታት ኣምላኽ ብኣኻትኩም ንምካሕ ኣለና።+