ሮሜ 6:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ብሰንኪ ድኻም ስጋኹም ብኣዘራርባ ሰብ እየ ዝዛረብ ዘለኹ፣ ከምቲ ኣካላትኩም ነቲ ናብ ጥሕሰት ሕጊ ዚመርሕ ርኽሰትን ጥሕሰት ሕግን ከም ባሮት ጌርኩም ዘቕረብኩም፡ ሕጂ ኸኣ ኣካላትኩም ነቲ ናብ ቅድስና ዚመርሕ ጽድቂ ኸም ባሮት ጌርኩም ኣቕርቡ።+
19 ብሰንኪ ድኻም ስጋኹም ብኣዘራርባ ሰብ እየ ዝዛረብ ዘለኹ፣ ከምቲ ኣካላትኩም ነቲ ናብ ጥሕሰት ሕጊ ዚመርሕ ርኽሰትን ጥሕሰት ሕግን ከም ባሮት ጌርኩም ዘቕረብኩም፡ ሕጂ ኸኣ ኣካላትኩም ነቲ ናብ ቅድስና ዚመርሕ ጽድቂ ኸም ባሮት ጌርኩም ኣቕርቡ።+