2 ተሰሎንቄ 3:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ከመይሲ፡ ገለ ኻባኻትኩም ብዘይ ስርዓት ከም ዚመላለሱ፡+ ኣብ ዘይምልከቶም ከም ዚኣትዉ እምበር፡ ከም ዘይዓይዩ፡ ንሰምዕ ኣለና።+ 12 ነዞም ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ፡ ብህድኣት እናዓየዩ እንጌራኦም ኪበልዑ፡ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ንእዝዞምን ንምዕዶምን ኣለና።+
11 ከመይሲ፡ ገለ ኻባኻትኩም ብዘይ ስርዓት ከም ዚመላለሱ፡+ ኣብ ዘይምልከቶም ከም ዚኣትዉ እምበር፡ ከም ዘይዓይዩ፡ ንሰምዕ ኣለና።+ 12 ነዞም ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ፡ ብህድኣት እናዓየዩ እንጌራኦም ኪበልዑ፡ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ንእዝዞምን ንምዕዶምን ኣለና።+