-
ኤፌሶን 5:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 ኵሉ ሳዕ ድማ ንኣምላኽናን ኣቦናን ስለ ዅሉ ነገር ብስም ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ኣመስግንዎ።+
-
-
ቈሎሴ 3:17መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 ብቓል ወይስ ብግብሪ እትገብርዎ ዘበለ ዅሉ ድማ፡ ብየሱስ ንኣቦና ኣምላኽ እናኣመስገንኩም፡ ኵሉ ብስም ጐይታና የሱስ ግበርዎ።+
-