1 ዮሃንስ 4:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ፍቑራተየ፡ ብዙሓት ናይ ሓሶት ነብያት ኣብ ዓለም ተንሲኦም ኣለዉ እሞ፡+ ብድራኸ መንፈስ ንዚዝረብ ዘረባ* ዘበለ ዅሉ ኣይትእመኑ፣+ የግዳስ፡ እቲ ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባታት* ካብ ኣምላኽ እንተ ዀይኑ መርምሩ።+
4 ፍቑራተየ፡ ብዙሓት ናይ ሓሶት ነብያት ኣብ ዓለም ተንሲኦም ኣለዉ እሞ፡+ ብድራኸ መንፈስ ንዚዝረብ ዘረባ* ዘበለ ዅሉ ኣይትእመኑ፣+ የግዳስ፡ እቲ ብድራኸ መንፈስ ዚዝረብ ዘረባታት* ካብ ኣምላኽ እንተ ዀይኑ መርምሩ።+