2 ጢሞቴዎስ 1:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 እቲ ኻባይ ዝሰማዕካዮ መለክዒ* እቲ ጥዑይ* ቃል፡+ በቲ ምስ ክርስቶስ የሱስ ብዘሎካ ሓድነት ዚርከብ እምነትን ፍቕርን ሓዞ። ቲቶስ 1:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ከመይሲ፡ ሓላዊ ብኣምላኽ እተሸመ ኣመሓዳሪ ኸም ምዃኑ መጠን፡ ዚንቀፈሉ ዘይብሉ፡ ብርእሱ ዘይምካሕ፡+ ዘይቍጡዕ፡+ ዘይሰክር፡ ዘይዋቓዕ፡* ዘይግቡእ ረብሓ ንምርካብ ዘይሃርፍ፡ ቲቶስ 1:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 በቲ ጥዑይ* ትምህርቲ ምእንቲ ኼተባብዕን*+ ነቶም ዚቃወሙ ምእንቲ ኺገንሕን፡+ ብጥበብ ኣመሃህራ ገይሩ ነቲ እሙን ቃል* ኣጽኒዑ ዚሕዝ ኪኸውን ኣለዎ።+
7 ከመይሲ፡ ሓላዊ ብኣምላኽ እተሸመ ኣመሓዳሪ ኸም ምዃኑ መጠን፡ ዚንቀፈሉ ዘይብሉ፡ ብርእሱ ዘይምካሕ፡+ ዘይቍጡዕ፡+ ዘይሰክር፡ ዘይዋቓዕ፡* ዘይግቡእ ረብሓ ንምርካብ ዘይሃርፍ፡