እዮብ 1:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ከምዚ ድማ በለ፦ “ጥራየይ እየ ኻብ ማሕጸን ኣደይ ወጺአ፡ጥራየይ ድማ ክምለስ እየ።+ የሆዋ ሂቡ፡+ የሆዋ ኸኣ ወሲዱ። ስም የሆዋ ይወደስ።” መዝሙር 49:16, 17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ሰብ ስለ ዝሃብተመ፡ግርማ ቤቱ ድማ ስለ ዝወሰኸ፡ ኣይትፍራህ፣17 ምስ ሞተስ፡ ገለ እኳ ኺማላእ ኣይክእልን እዩ፣+ግርማኡ ምስኡ ኣይወርድን እዩ።+