ዮሃንስ 14:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ድሕሪ ቝሩብ ግዜ፡ ዓለም ደጊም ኣይክትርእየንን እያ፣ ንስኻትኩም ግና፡ ኣነ ህያው ስለ ዝዀንኩ፡ ንስኻትኩም እውን ህያዋን ስለ እትዀኑ፡ ክትርእዩኒ ኢኹም።+ 1 ጴጥሮስ 3:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ምኽንያቱ፡ ክርስቶስ እውን ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኺመርሓኩም ኢሉ፡+ ስለ ሓጢኣት ሓንሳእ ንሓዋሩ ሞይቱ እዩ፣+ ማለት ጻድቕ ስለ ዓመጽቲ ሞይቱ እዩ።+ ብስጋ ሞይቱ፡+ ብመንፈስ ግና ህያው ኰይኑ።+
19 ድሕሪ ቝሩብ ግዜ፡ ዓለም ደጊም ኣይክትርእየንን እያ፣ ንስኻትኩም ግና፡ ኣነ ህያው ስለ ዝዀንኩ፡ ንስኻትኩም እውን ህያዋን ስለ እትዀኑ፡ ክትርእዩኒ ኢኹም።+
18 ምኽንያቱ፡ ክርስቶስ እውን ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኺመርሓኩም ኢሉ፡+ ስለ ሓጢኣት ሓንሳእ ንሓዋሩ ሞይቱ እዩ፣+ ማለት ጻድቕ ስለ ዓመጽቲ ሞይቱ እዩ።+ ብስጋ ሞይቱ፡+ ብመንፈስ ግና ህያው ኰይኑ።+