ገላትያ 1:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እቲ ኻብ ከርሲ ኣደይ ዝፈለየንን ብጸጋኡ+ ዝጸውዓንን ኣምላኽ ግና፡ 16 ብዛዕባ ወዱ ንኣህዛብ ምእንቲ ኸበስር ኢሉ፡+ ንወዱ ብኣይ ኣቢሉ ኺገልጽ ምስ ፈተወ፡ ብኡብኡ ምስ ሰብ* ኣይተማኸርኩን።
15 እቲ ኻብ ከርሲ ኣደይ ዝፈለየንን ብጸጋኡ+ ዝጸውዓንን ኣምላኽ ግና፡ 16 ብዛዕባ ወዱ ንኣህዛብ ምእንቲ ኸበስር ኢሉ፡+ ንወዱ ብኣይ ኣቢሉ ኺገልጽ ምስ ፈተወ፡ ብኡብኡ ምስ ሰብ* ኣይተማኸርኩን።