ዮሃንስ 17:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 በይንኻ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ንዝዀንካ ንዓኻን+ ነቲ ዝለኣኽካዮ የሱስ ክርስቶስን ምፍላጦም፡*+ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዚኣ እያ።+