1 ጢሞቴዎስ 5:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንሓንቲ እትኣምን ሰበይቲ፡ መበለታት ቤተ ሰብ እንተ ኣልየናኣ፡ ነታ ጉባኤ ጾር ምእንቲ ኸይኰናስ፡ ንሳ ትደግፈን። እታ ጉባኤ ኸኣ ነተን ብሓቂ መበለታት* ትድግፈን።+
16 ንሓንቲ እትኣምን ሰበይቲ፡ መበለታት ቤተ ሰብ እንተ ኣልየናኣ፡ ነታ ጉባኤ ጾር ምእንቲ ኸይኰናስ፡ ንሳ ትደግፈን። እታ ጉባኤ ኸኣ ነተን ብሓቂ መበለታት* ትድግፈን።+