ገላትያ 3:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 እቲ ሕጊ ደኣ ንምንታይ ተዋሂቡ፧ እቲ እተተስፈወ ዘርኢ ኽሳዕ ዚመጽእ፡+ ኣበሳ ንምግሃድ እዩ ተወሲኹ፣+ ብኢድ መንጎኛ+ ድማ ብመላእኽቲ ተመሓላሊፉ።+