ማቴዎስ 15:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንኣብነት፡ ኣምላኽ፡ ‘ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር፡’+ ከምኡ ድማ ‘ንኣቦኡ ወይ ንኣዲኡ ሕማቕ ዚዛረብ* ይቀተል’ ኢሉ እዩ።+ ኤፌሶን 6:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣብታ፡ “ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር”+ እትብል ተስፋ ዘለዋ ቐዳመይቲ ትእዛዝሲ፡