ሉቃስ 2:36, 37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ካብ ነገድ ኣሴር ድማ ነብዪት ሃና ጓል ፋኑኤል ነበረት። ንሳ ብዕድመ ዝደፍአት ነበረት። ድሕሪ ምምርዓዋ* ኸኣ ምስ ሰብኣያ ሸውዓተ ዓመት ገይራ ነበረት። 37 ንሳ 84 ዓመት ዝዕድሚኣ መበለት ነበረት። ለይትን መዓልትን እናኣገልገለትን* እናጾመትን እናተማህለለትን ካብ ቤተ መቕደስ ኣይትጠፍእን ነበረት።
36 ካብ ነገድ ኣሴር ድማ ነብዪት ሃና ጓል ፋኑኤል ነበረት። ንሳ ብዕድመ ዝደፍአት ነበረት። ድሕሪ ምምርዓዋ* ኸኣ ምስ ሰብኣያ ሸውዓተ ዓመት ገይራ ነበረት። 37 ንሳ 84 ዓመት ዝዕድሚኣ መበለት ነበረት። ለይትን መዓልትን እናኣገልገለትን* እናጾመትን እናተማህለለትን ካብ ቤተ መቕደስ ኣይትጠፍእን ነበረት።