2 ጢሞቴዎስ 1:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ጐይታ ንቤተ ሰብ ኦኔሲፎሮስ+ ምሕረት ይሃብ፣ ንሱስ ብዙሕ ሳዕ ንመንፈሰይ ኣሐዲሱለይ እዩ፣ ብሰንሰለት ማእሰርተይ እውን ኣይሓፈረን።