1 ዮሃንስ 2:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ምኽንያቱ፡ ኵሉ እቲ ኣብ ዓለም ዘሎ፡ ትምኒት ስጋን+ ትምኒት ኣዒንትን+ መነባብሮኻ ርኣዩለይ ምባልን፡* ካብ ዓለም እምበር፡ ካብ ኣቦስ ኣይኰነን።