ዮሃንስ 3:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “ኣምላኽሲ በቲ ሓደ ወዱ ዚኣምን* ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡+ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቂርዋ እዩ።+
16 “ኣምላኽሲ በቲ ሓደ ወዱ ዚኣምን* ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡+ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቂርዋ እዩ።+