ዘሁልቍ 23:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ኣምላኽ ከይሕሱ፡ ሰብ ኣይኰነን፣+ሓሳቡ ኸይልውጥ* ከኣ፡ ወዲ ሰብ ኣይኰነን።+ ነቲ ዚብሎስ ኣይገብሮንዶ፧ ነቲ ዚዛረቦስ ኣይፍጽሞንዶ፧+ ቲቶስ 1:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣብቲ ኺሕሱ ዘይክእል ኣምላኽ፡+ ጥንቲ ዘተስፈወና ተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወት እተመስረተትን እያ፣+