ሮሜ 10:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ዚኣምን ዘበለ ጽድቂ ምእንቲ ኺረክብሲ፡+ ክርስቶስ መወዳእታ ሕጊ እዩ።+ እብራውያን 7:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ከመይሲ፡ ክህነት ኪልወጥ ከሎ፡ እቲ ሕጊ እውን ኪልወጥ ኣለዎ።+