ዘሁልቍ 4:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ሰማያዊ ዓለባ ወሲዶም ከኣ ነቲ ዚበርህ ቀዋሚ ቐንዴልን+ ነቲ ቐነዲሉን+ ነቲ ናቱ መንቀርቀራት መጥፍእን ነቲ ናቱ መትሓዚታት ሓውን+ ንዅሉ እቲ መመላእታኡ ዚኸውን ዘይቲ ዚሕዙሉ ኣቕሑኡን ይኽደንዎ።
9 ሰማያዊ ዓለባ ወሲዶም ከኣ ነቲ ዚበርህ ቀዋሚ ቐንዴልን+ ነቲ ቐነዲሉን+ ነቲ ናቱ መንቀርቀራት መጥፍእን ነቲ ናቱ መትሓዚታት ሓውን+ ንዅሉ እቲ መመላእታኡ ዚኸውን ዘይቲ ዚሕዙሉ ኣቕሑኡን ይኽደንዎ።