ዘጸኣት 16:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ሙሴ ድማ ንኣሮን፡ “ፍዮ ወሲድካ፡ ናብኣ ሓደ ኦመር ኣእቱ፣ ንውሉድ ወለዶኹም ኪዕቈር ከኣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣንብሮ” በሎ።+