ዘሌዋውያን 16:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 የሆዋ ኸኣ ንሙሴ ኸምዚ በሎ፦ “ኣነ ብደበና+ ኣብቲ መኽደኒ ኽርአ እየ እሞ፡+ ንሓውካ ኣሮን፡ ከይመውትሲ፡+ ናብቲ ኣብ ውሽጢ እቲ መጋረጃ+ ዘሎ መቕደስ፡ ናብ ቅድሚ እቲ ኣብ ልዕሊ ታቦት ዘሎ መኽደኒ ኣብ ዝዀነ ይኹን ግዜ ኸይኣቱ ንገሮ።+ ዘሌዋውያን 16:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ንእስራኤላውያን ካብ ኵሉ ሓጢኣቶም ሓንሳእ ኣብ ዓመት ንምትዕራቕ፡+ እዚ ናይ ሓዋሩ ሕጊ ይኹንኩም።”+ ንሱ ኸኣ ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ ገበረ።
2 የሆዋ ኸኣ ንሙሴ ኸምዚ በሎ፦ “ኣነ ብደበና+ ኣብቲ መኽደኒ ኽርአ እየ እሞ፡+ ንሓውካ ኣሮን፡ ከይመውትሲ፡+ ናብቲ ኣብ ውሽጢ እቲ መጋረጃ+ ዘሎ መቕደስ፡ ናብ ቅድሚ እቲ ኣብ ልዕሊ ታቦት ዘሎ መኽደኒ ኣብ ዝዀነ ይኹን ግዜ ኸይኣቱ ንገሮ።+