ዘሌዋውያን 16:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ንእስራኤላውያን ካብ ኵሉ ሓጢኣቶም ሓንሳእ ኣብ ዓመት ንምትዕራቕ፡+ እዚ ናይ ሓዋሩ ሕጊ ይኹንኩም።”+ ንሱ ኸኣ ከምቲ የሆዋ ንሙሴ ዝኣዘዞ ገበረ።