ኤርምያስ 31:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 “ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኺዳንሲ እዚ እዩ” ይብል የሆዋ። “ሕገይ ኣብ ውሽጦም ከንብር፡+ ኣብ ልቦም ከኣ ክጽሕፎ እየ።+ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም ድማ ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።”+ እብራውያን 8:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 “‘ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኺዳንሲ እዚ እዩ፡’ ይብል የሆዋ።* ‘ንሕግታተይ ኣብ ኣእምሮኦም ከእትዎ፡ ኣብ ልቦም እውን ክጽሕፎ እየ።+ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም እውን ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።+
33 “ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኺዳንሲ እዚ እዩ” ይብል የሆዋ። “ሕገይ ኣብ ውሽጦም ከንብር፡+ ኣብ ልቦም ከኣ ክጽሕፎ እየ።+ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም ድማ ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።”+
10 “‘ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኺዳንሲ እዚ እዩ፡’ ይብል የሆዋ።* ‘ንሕግታተይ ኣብ ኣእምሮኦም ከእትዎ፡ ኣብ ልቦም እውን ክጽሕፎ እየ።+ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም እውን ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።+