መዝሙር 8:4-6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንስኻ እትዝክሮስ፡ መዋቲ ሰብ እንታይ እዩ፧ ወይስ እትሓልየሉ፡ ወዲ ሰብ እንታይ እዩ፧+ 5 ከም ኣምላኽ ካብ ዝበሉ* ቝሩብ ኣንኢስካዮ፣ኣኽሊል ክብርን ግርማን ደፊእካሉ። 6 ኣብ ልዕሊ ግብሪ ኣእዳውካ ኣግዚእካዮ፣+ንዅሉ ኣብ ትሕቲ ኣእጋሩ ጌርካዮ፦
4 ንስኻ እትዝክሮስ፡ መዋቲ ሰብ እንታይ እዩ፧ ወይስ እትሓልየሉ፡ ወዲ ሰብ እንታይ እዩ፧+ 5 ከም ኣምላኽ ካብ ዝበሉ* ቝሩብ ኣንኢስካዮ፣ኣኽሊል ክብርን ግርማን ደፊእካሉ። 6 ኣብ ልዕሊ ግብሪ ኣእዳውካ ኣግዚእካዮ፣+ንዅሉ ኣብ ትሕቲ ኣእጋሩ ጌርካዮ፦