ዘፍጥረት 22:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ናብታ ኣምላኽ ዝበሎ ቦታ ኸኣ በጽሑ፣ ኣብርሃም ድማ ኣብኣ መሰውኢ ሰርሐ፡ ነቲ ዕንጨይቲ እውን ኣብኡ ጸፍጸፎ። ንወዱ ይስሃቅ ኢዱን እግሩን ኣሲሩ ኸኣ፡ ኣብቲ መሰውኢ ኣብ ልዕሊ እቲ ዕንጨይቲ በጥ ኣበሎ።+ 10 ኣብርሃም ድማ ንወዱ ኺሓርድ፡ ኢዱ ዘርጊሑ ኻራ ወሰደ።+ ዮሃንስ 3:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “ኣምላኽሲ በቲ ሓደ ወዱ ዚኣምን* ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡+ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቂርዋ እዩ።+
9 ናብታ ኣምላኽ ዝበሎ ቦታ ኸኣ በጽሑ፣ ኣብርሃም ድማ ኣብኣ መሰውኢ ሰርሐ፡ ነቲ ዕንጨይቲ እውን ኣብኡ ጸፍጸፎ። ንወዱ ይስሃቅ ኢዱን እግሩን ኣሲሩ ኸኣ፡ ኣብቲ መሰውኢ ኣብ ልዕሊ እቲ ዕንጨይቲ በጥ ኣበሎ።+ 10 ኣብርሃም ድማ ንወዱ ኺሓርድ፡ ኢዱ ዘርጊሑ ኻራ ወሰደ።+
16 “ኣምላኽሲ በቲ ሓደ ወዱ ዚኣምን* ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡+ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቂርዋ እዩ።+