20 መንፈስ ኣምላኽ ከኣ ኣብ ልዕሊ ዘካርያስ ወዲ ኻህን የሆያዳ+ መጸ፣ ንሱ ድማ ኣብ ልዕሊ እቶም ህዝቢ ተንሲኡ፡ “እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ከምዚ ይብል፦ ‘ስለምንታይ ኢኹም ትእዛዛት የሆዋ እትጥሕሱ ዘለኹም፧ ኣይኪቐንዓኩምን እዩ! ንየሆዋ ስለ ዝሓደግኩምዎ፡ ንሱ እውን ኪሓድገኩም እዩ’” በሎም።+ 21 ንሳቶም ግና ውዲት ኣለሙሉ፡+ ብትእዛዝ ንጉስ ከኣ ኣብ ኣጸድ ቤት የሆዋ ብዳርባ እምኒ ቐተልዎ።+