ዘዳግም 4:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “ንስኻትኩም ድማ ቀረብኩም፡ ኣብ እግሪ እቲ ኸረን ከኣ ደው በልኩም፣ እቲ ኸረን ድማ ክሳብ ሰማያት* ሓዊ ይነድድ ነበረ። ጸልማትን ደበናን ብርቱዕ ድነን እውን ነበረ።+ 12 የሆዋ ኸኣ ካብቲ ሓዊ ተዛረበኩም።+ ድምጺ ዘረባ ድማ ሰማዕኩም፣ ግናኸ፡ ድምጺ ጥራይ እምበር፡+ መልክዕሲ ኣይረኣኹምን።+
11 “ንስኻትኩም ድማ ቀረብኩም፡ ኣብ እግሪ እቲ ኸረን ከኣ ደው በልኩም፣ እቲ ኸረን ድማ ክሳብ ሰማያት* ሓዊ ይነድድ ነበረ። ጸልማትን ደበናን ብርቱዕ ድነን እውን ነበረ።+ 12 የሆዋ ኸኣ ካብቲ ሓዊ ተዛረበኩም።+ ድምጺ ዘረባ ድማ ሰማዕኩም፣ ግናኸ፡ ድምጺ ጥራይ እምበር፡+ መልክዕሲ ኣይረኣኹምን።+