ሃጌ 2:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “የሆዋ ጐይታ ሰራዊትሲ ኸምዚ ይብል፦ ‘ድሕሪ ቝሩብ፡ ገና ሓንሳእ ንሰማያትን ንምድርን ንባሕርን ንንቑጽ ምድርን ከናውጾም እየ።’+