ኤፌሶን 1:20, 21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ንክርስቶስ ካብ ምዉታት ኣተንሲኡ፡ ኣብ ሰማያት ኣብ የማኑ ምስ ኣቐመጦ፡+ ተራእዩ እዩ፣ 21 ኣብ ርእሲ እዚ፡ ኣብዚ ስርዓት* እዚ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብቲ ዚመጽእ እውን፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ መንግስትን ስልጣንን ሓይልን ጕይትነትን ዚስመ ዘበለ ስምን ልዕል ኣቢልዎ እዩ።+ 1 ጴጥሮስ 3:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ንሱ ናብ ሰማይ ከይዱ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኣሎ፣+ መላእኽትን ስልጣናትን ሓይልታትን ድማ ይግዝእዎ ኣለዉ።+
20 ንክርስቶስ ካብ ምዉታት ኣተንሲኡ፡ ኣብ ሰማያት ኣብ የማኑ ምስ ኣቐመጦ፡+ ተራእዩ እዩ፣ 21 ኣብ ርእሲ እዚ፡ ኣብዚ ስርዓት* እዚ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብቲ ዚመጽእ እውን፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ መንግስትን ስልጣንን ሓይልን ጕይትነትን ዚስመ ዘበለ ስምን ልዕል ኣቢልዎ እዩ።+