እብራውያን 7:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ከምዚ ዝኣመሰለ እሙንን ገርህን ዘይረኸሰን+ ካብ ሓጥኣን እተፈልየን ካብ ሰማያት ልዕል ዝበለን+ ሊቀ ኻህናት ኪህልወና ይግባእ እዩ። 1 ጴጥሮስ 2:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ንሱ ሓጢኣት ኣይገበረን፡+ ኣብ ኣፉ እውን ምትላል ኣይተረኽበን።+