ያእቆብ 2:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ፍቑራት ኣሕዋተየ፡ ስምዑ። ኣምላኽሲ ብእምነት ኪህብትሙን ነቶም ዜፍቅርዎ ዘተስፈዎ መንግስቲ ኺወርሱን ኢሉ፡+ ነቶም ድኻታት እዛ ዓለም እዚኣ ደይኰነን ዝሓረዮም፧+
5 ፍቑራት ኣሕዋተየ፡ ስምዑ። ኣምላኽሲ ብእምነት ኪህብትሙን ነቶም ዜፍቅርዎ ዘተስፈዎ መንግስቲ ኺወርሱን ኢሉ፡+ ነቶም ድኻታት እዛ ዓለም እዚኣ ደይኰነን ዝሓረዮም፧+