ግብሪ ሃዋርያት 20:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ንርእስኹምን+ ንዅሉ እቲ መንፈስ ቅዱስ ሓለውቲ ገይሩ ኣብኡ ዝሸመኩም መጓሰን ተጠንቀቑ።+ እዚ ሽመት እዚ እተዋህበኩም፡ ነታ ብደም ወዱ+ ዝዓደጋ ጉባኤ ኣምላኽ ምእንቲ ኽትጓስዩ እዩ።+ ግብሪ ሃዋርያት 20:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 በዚ ኸምዚ ብምጽዓር፡+ ንድኹማት ክትድግፉ፡ ነቲ ጐይታና የሱስ ባዕሉ፡ ‘ካብ ምቕባል፡ ምሃብ የሐጕስ’+ ዝበሎ ቓላት ከኣ ክትዝክሩ ኸም ዚግባእ፡ ብዅሉ ኣርእየኩም እየ።” 1 ጴጥሮስ 5:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ነቲ ኣብ ትሕቲ ሓልዮትኩም ዘሎ መጓሰ ኣምላኽ ሓለውቲ ዄንኩም እናኣገልገልኩም* ጓስይዎ፣+ ግናኸ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብፍታው እምበር፡ ብግዲ ኣይኹን፣+ ብሃንቀውታ እምበር፡ ንዘይግቡእ ረብሓ እውን ኣይኹን፣+
28 ንርእስኹምን+ ንዅሉ እቲ መንፈስ ቅዱስ ሓለውቲ ገይሩ ኣብኡ ዝሸመኩም መጓሰን ተጠንቀቑ።+ እዚ ሽመት እዚ እተዋህበኩም፡ ነታ ብደም ወዱ+ ዝዓደጋ ጉባኤ ኣምላኽ ምእንቲ ኽትጓስዩ እዩ።+
35 በዚ ኸምዚ ብምጽዓር፡+ ንድኹማት ክትድግፉ፡ ነቲ ጐይታና የሱስ ባዕሉ፡ ‘ካብ ምቕባል፡ ምሃብ የሐጕስ’+ ዝበሎ ቓላት ከኣ ክትዝክሩ ኸም ዚግባእ፡ ብዅሉ ኣርእየኩም እየ።”
2 ነቲ ኣብ ትሕቲ ሓልዮትኩም ዘሎ መጓሰ ኣምላኽ ሓለውቲ ዄንኩም እናኣገልገልኩም* ጓስይዎ፣+ ግናኸ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብፍታው እምበር፡ ብግዲ ኣይኹን፣+ ብሃንቀውታ እምበር፡ ንዘይግቡእ ረብሓ እውን ኣይኹን፣+