2 ጢሞቴዎስ 4:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ካብ ሕጂ ንደሓር፡ እቲ ጻድቕ ፈራዲ+ ዝዀነ ጐይታ በታ መዓልቲ እቲኣ ኸም ዓስቢ ዚህበኒ+ ኣኽሊል ጽድቂ ተነቢሩለይ ኣሎ፣+ እዚ ግና ነቶም ግህደቱ ዝፈተዉ እውን እምበር፡ ንዓይ ጥራይ ኣይኰነን። 1 ጴጥሮስ 5:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እቲ ሓለቓ ጓሶት+ ምስ ተጋህደ ድማ፡ ዘይጽምሉ ኣኽሊል ክብሪ ኽትቅበሉ ኢኹም።+ ራእይ 2:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ነቲ ዚመጸካ መከራ ኣይትፍርሃዮ።+ እንሆ፡ ኣጸቢቕኩም ምእንቲ ኽትፍተኑ፡ ንዓሰርተ መዓልቲ እውን ጸበባ ምእንቲ ኺረኽበኩምሲ፡ ድያብሎስ ንገሌኻትኩም ናብ ቤት ማእሰርቲ ኺድርብየኩም እዩ። ክሳዕ ሞት እኳ እሙን ኩን፣ ኣነ እውን ኣኽሊል ህይወት ክህበካ እየ።+
8 ካብ ሕጂ ንደሓር፡ እቲ ጻድቕ ፈራዲ+ ዝዀነ ጐይታ በታ መዓልቲ እቲኣ ኸም ዓስቢ ዚህበኒ+ ኣኽሊል ጽድቂ ተነቢሩለይ ኣሎ፣+ እዚ ግና ነቶም ግህደቱ ዝፈተዉ እውን እምበር፡ ንዓይ ጥራይ ኣይኰነን።
10 ነቲ ዚመጸካ መከራ ኣይትፍርሃዮ።+ እንሆ፡ ኣጸቢቕኩም ምእንቲ ኽትፍተኑ፡ ንዓሰርተ መዓልቲ እውን ጸበባ ምእንቲ ኺረኽበኩምሲ፡ ድያብሎስ ንገሌኻትኩም ናብ ቤት ማእሰርቲ ኺድርብየኩም እዩ። ክሳዕ ሞት እኳ እሙን ኩን፣ ኣነ እውን ኣኽሊል ህይወት ክህበካ እየ።+