ቈሎሴ 3:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ሕጂ ግና እዚ ዅሉ፡ ማለት ነድሪ፡ ቍጥዓ፡ ክፍኣት፡+ ጸርፊ፡+ ጽዩፍ ዘረባ+ ኻብ ኣፍኩም ኣርሕቑ። 1 ጴጥሮስ 2:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እምበኣር፡ ኵሉ ኽፍኣትን+ ተንኰልን ግብዝናን ቅንእን ሕሜትን ኣርሕቑ።