ያእቆብ 1:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 እቲ ኣብቲ ፍጹም ሕጊ ሓርነት ኣተኲሩ ዚጥምትን+ ብእኡ ዚጸንዕን ግና፡ ግብሪ ዚገብር እምበር፡ ዚርስዕ ሰማዒ ኣይኰነን፣ ብግብሩ ድማ ሕጉስ ኪኸውን እዩ።+