-
ምሳሌ 20:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 “ንልበይ ኣጽርየዮ፣
ካብ ሓጢኣተይ ንጹህ እየ” ኺብል ዚኽእል መን እዩ፧+
-
-
1 ዮሃንስ 1:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 “ሓጢኣት የብልናን” እንተ ኢልና፡ ንርእስና ነስሕታ ኣለና፡+ እታ ሓቂ እውን ኣባና የላን።
-