ዘፍጥረት 1:26, 27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ኣምላኽ ከኣ፡ “ብመልክዕና ኸም ምስልና+ ሰብ ንግበር፣+ ንዓሳ ባሕርን ንበረርቲ ፍጡራት ሰማያትን ንእንስሳታት ዘቤትን ንዅላ ምድርን ኣብ ምድሪ ለመም ንዚብል ኵሉ ለማምን ይግዝኡ” በለ።+ 27 ኣምላኽ ድማ ብመልክዑ ሰብ ፈጠረ፡ ብመልክዕ ኣምላኽ ፈጠሮ፣ ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ፈጠሮም።+
26 ኣምላኽ ከኣ፡ “ብመልክዕና ኸም ምስልና+ ሰብ ንግበር፣+ ንዓሳ ባሕርን ንበረርቲ ፍጡራት ሰማያትን ንእንስሳታት ዘቤትን ንዅላ ምድርን ኣብ ምድሪ ለመም ንዚብል ኵሉ ለማምን ይግዝኡ” በለ።+ 27 ኣምላኽ ድማ ብመልክዑ ሰብ ፈጠረ፡ ብመልክዕ ኣምላኽ ፈጠሮ፣ ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ፈጠሮም።+