2 ቈረንቶስ 4:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ከመይሲ፡ ጸበባና* ቐልጢፉ ዚሓልፍን ፈኲስን እኳ እንተ ዀነ፡ እናዓበየ* ዚኸይድ ናይ ዘለኣለም ክብሪ የምጽኣልና እዩ።+ 2 ጢሞቴዎስ 3:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እኳ ደኣስ፡ ኵሎም እቶም ምስ ክርስቶስ የሱስ ብእተተሓሓዘ ንኣምላኽ ብዘለዎም ተወፋይነት ኪነብሩ ዚደልዩ እውን፡ ኪስጐጉ እዮም።+