ሮሜ 12:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ንሓደ እኳ ኽፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ ኣይትፍደይዎ።+ ኣብ ቅድሚ ዅሉ ሰብ ጽቡቕ ሕሰቡ። 1 ተሰሎንቄ 5:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ሓደ እኳ ንኻልእ ክፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ ከይፈድዮ ተጠንቀቑ፣+ ግናኸ፡ ኵሉ ሳዕ ንሓድሕድኩምን ንዅሉን ሰናይ ክትገብሩ ተጋደሉ።+