ማቴዎስ 5:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 “ምእንታይ ምስ ዚጸርፉኹምን+ ምስ ዚሰጕጉኹምን+ ክፉእ ዘበለ ብሓሶት ምስ ዚዛረቡልኩምን፡+ ሕጉሳት ኢኹም። 12 ቅድሜኹም ንዝነበሩ ነብያት እውን ከምኡ ሰጒጎምዎም እዮም እሞ፡+ ኣብ ሰማያት ዓስብኹም+ ብዙሕ ስለ ዝዀነ፡ ተሓጐሱ፡ ባህ እውን ይበልኩም።+ ግብሪ ሃዋርያት 5:41 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 41 ንሳቶም ከኣ ምእንቲ ስሙ ኺሓስሩ ብቑዓት ኰይኖም ስለ እተቘጽሩ፡ ካብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ እናተሓጐሱ ኸዱ።+ 1 ጴጥሮስ 2:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ከመይሲ፡ ሓደ ሰብ ስለቲ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዘለዎ ሕልና ኢሉ፡ ጸገም* እንተ ተጻዊሩን እንተ ተዓሚጹን፡ ባህ ዜብል እዩ።+
11 “ምእንታይ ምስ ዚጸርፉኹምን+ ምስ ዚሰጕጉኹምን+ ክፉእ ዘበለ ብሓሶት ምስ ዚዛረቡልኩምን፡+ ሕጉሳት ኢኹም። 12 ቅድሜኹም ንዝነበሩ ነብያት እውን ከምኡ ሰጒጎምዎም እዮም እሞ፡+ ኣብ ሰማያት ዓስብኹም+ ብዙሕ ስለ ዝዀነ፡ ተሓጐሱ፡ ባህ እውን ይበልኩም።+