ማቴዎስ 10:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ነቶም ንስጋ ዚቐትሉ፡ ንነፍሲ* ግና ኪቐትሉ ዘይክእሉ+ ኣይትፍርህዎም፣ የግዳስ፡ ነቲ ንነፍስን ንስጋን ኣብ ገሃነም*+ ኬጥፍእ ዚኽእል ፍርህዎ።