1 ቈረንቶስ 10:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 እምበኣር፡ እንተ በሊዕኩም፡ ወይስ እንተ ሰቲኹም፡ ወይስ ዝዀነ ይኹን እንተ ጌርኩም፡ ኵሉ ንኽብሪ ኣምላኽ ግበርዎ።+