2 ተሰሎንቄ 1:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ንዓኻትኩም ንዝጸበበኩም ግና፡ ጐይታና የሱስ ካብ ሰማይ ምስ ሓያላት መላእኽቱ+ ኺግለጽ ከሎ፡+ ምሳና ዕረፍቲ ኺውሃበኩም እዩ። 8 ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ነቶም ንኣምላኽ ዘይፈልጥዎን ንብስራት ጐይታና የሱስ ዘይእዘዝዎን ብሃልሃልታ ሓዊ ሕነ ኺፈድዮም እዩ።+
7 ንዓኻትኩም ንዝጸበበኩም ግና፡ ጐይታና የሱስ ካብ ሰማይ ምስ ሓያላት መላእኽቱ+ ኺግለጽ ከሎ፡+ ምሳና ዕረፍቲ ኺውሃበኩም እዩ። 8 ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ነቶም ንኣምላኽ ዘይፈልጥዎን ንብስራት ጐይታና የሱስ ዘይእዘዝዎን ብሃልሃልታ ሓዊ ሕነ ኺፈድዮም እዩ።+