ምሳሌ 11:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ጻድቕ ብርግጽ ኣብ ምድሪ ዚፍደ ኻብ ኰነ፡ንእኩይን ንሓጥእን ግዳ ኽንደይ ዝገደደ ዘይበጽሖም!+ ማቴዎስ 7:13, 14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 “በታ ጸባብ ኣፍ ደገ እተዉ፣+ እታ ናብ ጥፍኣት እትወስድ ኣፍ ደገስ ገፋሕ፡ መገዳ እውን ርሕብቲ እያ፣ እቶም ብእኣ ዚኣትዉ ድማ ብዙሓት እዮም፣ 14 እታ ናብ ህይወት እትወስድ ኣፍ ደገ ግና ጸባብ፡ መገዳ እውን ቀጣን እያ፣ እቶም ዚረኽብዋ ኸኣ ሒደት እዮም።+
13 “በታ ጸባብ ኣፍ ደገ እተዉ፣+ እታ ናብ ጥፍኣት እትወስድ ኣፍ ደገስ ገፋሕ፡ መገዳ እውን ርሕብቲ እያ፣ እቶም ብእኣ ዚኣትዉ ድማ ብዙሓት እዮም፣ 14 እታ ናብ ህይወት እትወስድ ኣፍ ደገ ግና ጸባብ፡ መገዳ እውን ቀጣን እያ፣ እቶም ዚረኽብዋ ኸኣ ሒደት እዮም።+