ዮሃንስ 3:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 የሱስ ድማ፡ “ሰብ ዳግም እንተ ዘይተወሊዱ፡*+ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኪርእያ ኣይክእልን እዩ፡+ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ” ኢሉ መለሰሉ። 2 ቈረንቶስ 5:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ስለዚ፡ ሓደ እኳ ምስ ክርስቶስ ሓድነት እንተ ኣልይዎ፡ ንሱ ሓድሽ ፍጥረት እዩ፣+ እቲ ብሉይ ሓሊፉ፡ እንሆ፡ ሓድሽ ኰይኑ ኣሎ። 1 ጴጥሮስ 1:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣምላኽን ኣቦን ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይወደስ፣ ከምቲ ዓብዪ ምሕረቱስ በቲ የሱስ ክርስቶስ ካብ ምዉታት ዝረኸቦ ትንሳኤ፡+ ንህያው ተስፋ+ ኸም ብሓድሽ ወሊዱና እዩ፣+ 1 ዮሃንስ 3:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ካብ ኣምላኽ እተወልደ ዘበለ ዅሉ፡ ዘርኢ* ኣምላኽ ኣብኡ ይነብር እዩ እሞ፡ ብሓጢኣት ኣይመላለስን እዩ፣+ ካብ ኣምላኽ ስለ እተወልደ እውን፡ ብሓጢኣት ኪመላለስ ኣይክእልን እዩ።+
3 ኣምላኽን ኣቦን ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይወደስ፣ ከምቲ ዓብዪ ምሕረቱስ በቲ የሱስ ክርስቶስ ካብ ምዉታት ዝረኸቦ ትንሳኤ፡+ ንህያው ተስፋ+ ኸም ብሓድሽ ወሊዱና እዩ፣+
9 ካብ ኣምላኽ እተወልደ ዘበለ ዅሉ፡ ዘርኢ* ኣምላኽ ኣብኡ ይነብር እዩ እሞ፡ ብሓጢኣት ኣይመላለስን እዩ፣+ ካብ ኣምላኽ ስለ እተወልደ እውን፡ ብሓጢኣት ኪመላለስ ኣይክእልን እዩ።+