ሮሜ 8:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ምኽንያቱ፡ ወዱ ኻብ መንጎ ብዙሓት ኣሕዋት+ በዅሪ ምእንቲ ኪኸውንሲ፡+ ነቶም ቅድም ዝፈለጦም፡ ንምስሊ ወዱ ኺመስሉ እውን ኣቐዲሙ መዲብዎም እዩ።+