መዝሙር 118:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡ርእሲ እምኒ መኣዝን* ኰይኑ ኣሎ።+ ኢሳይያስ 42:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 42 እንሆ፡ ዝድግፎ ጊልያይ!+ ዝሰምሮ*+ ሕሩየይ!+ መንፈሰይ ኣብኡ ኣሕዲረ ኣለኹ፣+ንኣህዛብ ፍትሒ ኼምጽኣሎም እዩ።+ ማቴዎስ 21:42 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 42 የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “‘እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡ ንሱ ርእሲ እምኒ መኣዝን* ኰይኑ ኣሎ።+ እዚ ኻብ የሆዋ* እዩ ዀይኑ፣ ኣብ ኣዒንትና እውን ድንቂ እዩ’ ዚብልሲ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋትዶ ኸቶ ኣየንበብኩምን፧+
42 የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “‘እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡ ንሱ ርእሲ እምኒ መኣዝን* ኰይኑ ኣሎ።+ እዚ ኻብ የሆዋ* እዩ ዀይኑ፣ ኣብ ኣዒንትና እውን ድንቂ እዩ’ ዚብልሲ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋትዶ ኸቶ ኣየንበብኩምን፧+