ሮሜ 12:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ንሓደ እኳ ኽፉእ ኣብ ክንዲ ኽፉእ ኣይትፍደይዎ።+ ኣብ ቅድሚ ዅሉ ሰብ ጽቡቕ ሕሰቡ። 1 ጢሞቴዎስ 3:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣብ ጸርፍን* ኣብ መፈንጠራ ድያብሎስን ምእንቲ ኸይወድቕ ከኣ፡ ካብቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ብጽቡቕ እተመስከረሉ* ኪኸውን ይግባእ።+