ምሳሌ 3:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ሃንደበታዊ ሽበራ ዀነ፡+ኣብ ልዕሊ እኩያት ዚወርድ ህቦብላ ኣይኬፍርሃካን እዩ።+ ፊልጲ 1:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ብተጻረርትኹም ብገለ እኳ ኸም ዘይትፈርሁ እውን፡ ክሰምዕ እደሊ እየ። እዚ ንዓታቶም ንጥፍኣት፡+ ንዓኻትኩም ግና ንድሕነት ዚኸውን መርትዖ እዩ፣+ እዚ እውን ካብ ኣምላኽ እዩ።
28 ብተጻረርትኹም ብገለ እኳ ኸም ዘይትፈርሁ እውን፡ ክሰምዕ እደሊ እየ። እዚ ንዓታቶም ንጥፍኣት፡+ ንዓኻትኩም ግና ንድሕነት ዚኸውን መርትዖ እዩ፣+ እዚ እውን ካብ ኣምላኽ እዩ።